ኣብ ታሕቲ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ካንቶናት Basel-Landschaftን Basel-Stadtን ንዝርከቡ ስልጠናታት/ኮርሳት ጀርመን ዝቐርቡ እዋናዊ ቅድመ-ምድላዋት ክትረኽቡ ኢኹም። ናይ ስልጠና ተሳትፎ ብካንቶን Basel-Landschaft ብገንዘብ ክድገፍ ይኽእል እዩ። እቲ ሓበሬታ ስልጠና ካብቶም ኣቕረብቲ ስልጠና ዝመጽእ ምዃኑን እዋናዊ ምዃኑ ከምኡ‘ውን እቲ ሓበሬታ ምሉእን ትኽክልን ከም ምዃኑ ብርግጽ ውሕስነት ክንህብ ኣይንኽእልን ኢና።