ፍቕድታትን ኩነታትን
ኣብ ካንቶን Basel-Landschaft ልዕሊ 290'000 ነበርቲ ኣለዉ። ካብዚኣቶም ዳርጋ ርብዒ ናይ ወጻኢ ሃገር መበቖል ዘለዎም ኢዮም። እዛ 518 ትርቢዒት ኪሎ ሜተር ዝስፍሓታካንቶን 5 ወረዳታትን ልዕሎ 86 ምምሕዳር ከባቢታትን (Gemeinden) ተጠቓልል። ዋና ከተማ ናይ ካንቶን ኣርጋው: Liestal ኢያ። ናይ መንግስቲ ቛንቛ: ቛንቛ ጀርመን ኢዩ። እዚ ካንቶን ምስ ጀርመን፣ ፍራንሳ ከምኡውን ምስቶም ጐረባብቲ ካንቶናት Basel-Stadtን Aargauን Solothurnን Juraን ይዳወብ።